ቆልዓ ኣሸንዳ – በዓል ነፃነትን ታሕጓስን ኣዋልድ!

$24.99 Price including tax: $26.49

በዓል ነፃነትን ታሕጓስን ኣዋልድ!

Category:

Description

ቖልዓ ኣሸንዳ’ ብዶ/ር ማጊ ታረቀ ዝተፅሓፈት ኣብ መንነት ስድራን ባህልን ተመስሪታ ተስፋን ሓጎስን ዝተስንቕ
መሳጢት ዛንታ እያ።

ናይ እዛ ናይ ቖልኡ መጽሓፍ ደራሲት ዶ/ር ማዕርግ ታረቀ ትበሃል። ‘ማጊ’ ብዝብል ሽምውን ትፍለጥ። ኣብ ከተማ ዓድዋ እያ ተወሊዳ
ዓብያ። ኣብ ዝዓበየትሉ ማሕበረሰብ፣ ጥንካረን ትብዓትን ኣደታትን ኣዋልድን እናረኣየት እያ ዓብያ። ኣብዝ ሕዚ እዋን ኣብ ኣሜሪካ
ፋርማሲስት (PharmD) እያ። ጎናጎኒ’ውን፣ ሞዴል ኾይና ትሰርሕ። ብዜካ እዚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ማሕበረ ሰብን፣ ኣብ
ትካላት ንግዲ’ውን ትነጥፍ እያ። ብ2022 ዓ. ም. ኤ. ኣብ ሱዳን ናብ ዝርከብ መዕቖቢ ስደተኛታት ክትሕግዝ ኣብዝኸደትሉ እዋን ፤
ናይተን ስደተኛታት ኣዋልድ መንፈስ ጥንካረን ትብዓትን ክትዕዘብ ከኣለት። ኣዝያ`ውን ተደነቐት። ብምኽንያት እዚውን ነዛ ሓፃር ዛንታ
‘ቆልዓ ኣሸንዳ’ ናይ ቖልዑ መፅሓፍ ክትጽሕፍ’ውን ኣለዓዒልዋ ነዛ መሳጢት ዛንታ ክትፅሕፍ ኪኢላ።

Additional information

Weight 1 lbs
Dimensions 8.5 × 0.31 × 8.5 in

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ቆልዓ ኣሸንዳ – በዓል ነፃነትን ታሕጓስን ኣዋልድ!”

Your email address will not be published. Required fields are marked *